ፖስት ካርድ ካብ ልዕሊ 500 ምስላታትን ጥቕስታትን ብምምራጽ ክትሰርሕ ትኽእል. ፖስት ካርድ ካብቲ አዛ ኣፕ ዘዳለወቶ ገጻት ትሰርሕ. ፖስት ካርድ ካብ ናትካ ሰእልታት ናይ ሞባይልካ ትሰርሕ. ፖስት ካርድ ብቐጥታ ፎቶ ብምውሳድ ጥቕስታት ሓዊስካ ትሰርሕ. ዝሰራሕካዮ ፖስት ካርድ ኣብ ሞባይል ምስ ሰእልታት ትዕቕብ. ሕብሪን ግዝፊን ናይ ምስላታት ንፖስት ካርድ ከምዝሰማማዕ ጌርካ ተማሓይሽ. Eritrean and Ethiopian old and modern Tigrinya Sayings and Proverbs. ምስላታት.